Skip to main content
ሙ ሁ ራ ት  ት ግ ራ ይ  ትዋና ነ ጥቢን  ች ግር  ናይ ተጋሩ መፍትሕ ጠፊኢዎም 
1) አይሰላም  አየኩናት ቀንዲ  
2)  ካብ ባሕሪ  ምርሕቃ 
3)   ናይ ስራሕ  ነፃነት  ዘይምህላው 
4) ሙሁራት   ናብ መርሕ ነት  ዘይምድያብ 
4)  ትግራይ   ገዲፍካ ጉያ ን ሽዋ 
5) ምስ ፀላትካ  ምልምማፅ 
6)ምብለሻው  ፅረት ትምህርት 

Comments

Popular posts from this blog

Isayas afewrki responed negativlly To the ethi opian priminister Following the call for peace between Ethiopia and  Eritrea  by the new priminisiter of Ethiopia Dr Abyi Ahmed ,the Eritrean president Isayas Afewerki responded negatively. as his speech, unless the Ethiopian troops are not evacuated from Badme (former dispute area between the two countries) and leave this land for Eritrea ,The Eritrean government is never ever ready for peace and any other negotiations.
እወ! አንበሳ እንትኣርግ መጫወቲ ኣናፁ ይከውን ንዕኡ ዝመስል ኩርኩር አንበሳ እንተወሊዱ ግን አይኮነን አሪጉ ኢለን ኣናፁ ክዕንድራሉ መይቱ ተቀቢሩ እኳ መቀብሩ አይክደፍርኣን ። እሞ አቱም አያታትና አጀኩም ዝከአለኩም ገይርኩም ኢኩም ሕጂ ልዕሊ ዓቅምኩም እዩ ፣ ግን ኣንበሳ ምራኽ ስለዘይወልድ ፣ ከምቲ ንህቢ እውን ሃንቀላ ዘይጫጭሕ ፣ እታ ነዓኹም ንህወሓት ዘፍረየት ወሓለ ማህፀን ናይ ጀጋኑ ትግራይ ባሩድ ባሩድ ዝሸትት ውላድ አንበሳ አግአዚያን አፍርያ ኣላ ፣ እሞ ከምቲ ጅግና ወላዲ ኣብ አጋ ምማቱ ወይ ድኻሙ ኩሉ ንደቁ ዘለዎ ታሪክ ፣ መስጢር ፣ ምክሪ፣ ሃፍቱ ዘውርስ በጃኩም ህልኽ አይሓዝኩም ብቀሊል መስዋእቲ ኣብ ሓፂር ግዘ አግዚያን ክዕወት ፣ ኣብ ናይ ክብርን ጀግንነትን ማህደር ክትሰፍሩ ደቅኹም ደቂ ደቅኹም ክኮርዑ ፣ብህዝቢ ክክበሩ ንአግዚያን ሓግዝዎ ፣ ብዓርሱ ዝተኣማመን ይጥርጥር እምበር ነገራት ከይሞከረ ብማዕዶ አይሰግእን እመኑና አግዚያን ምዕዋቱ አይተርፍን ግን ታሪክ ስርሑ ። አግአዚያን ንህነ ከሠአበዊነ ።