Skip to main content

Posts

እወ! አንበሳ እንትኣርግ መጫወቲ ኣናፁ ይከውን ንዕኡ ዝመስል ኩርኩር አንበሳ እንተወሊዱ ግን አይኮነን አሪጉ ኢለን ኣናፁ ክዕንድራሉ መይቱ ተቀቢሩ እኳ መቀብሩ አይክደፍርኣን ። እሞ አቱም አያታትና አጀኩም ዝከአለኩም ገይርኩም ኢኩም ሕጂ ልዕሊ ዓቅምኩም እዩ ፣ ግን ኣንበሳ ምራኽ ስለዘይወልድ ፣ ከምቲ ንህቢ እውን ሃንቀላ ዘይጫጭሕ ፣ እታ ነዓኹም ንህወሓት ዘፍረየት ወሓለ ማህፀን ናይ ጀጋኑ ትግራይ ባሩድ ባሩድ ዝሸትት ውላድ አንበሳ አግአዚያን አፍርያ ኣላ ፣ እሞ ከምቲ ጅግና ወላዲ ኣብ አጋ ምማቱ ወይ ድኻሙ ኩሉ ንደቁ ዘለዎ ታሪክ ፣ መስጢር ፣ ምክሪ፣ ሃፍቱ ዘውርስ በጃኩም ህልኽ አይሓዝኩም ብቀሊል መስዋእቲ ኣብ ሓፂር ግዘ አግዚያን ክዕወት ፣ ኣብ ናይ ክብርን ጀግንነትን ማህደር ክትሰፍሩ ደቅኹም ደቂ ደቅኹም ክኮርዑ ፣ብህዝቢ ክክበሩ ንአግዚያን ሓግዝዎ ፣ ብዓርሱ ዝተኣማመን ይጥርጥር እምበር ነገራት ከይሞከረ ብማዕዶ አይሰግእን እመኑና አግዚያን ምዕዋቱ አይተርፍን ግን ታሪክ ስርሑ ። አግአዚያን ንህነ ከሠአበዊነ ።
Recent posts

ህዝቢ ትግራይ ትግርኚ ቁዱስ ተሞክሮ ካብ ልሳነ ምድረ ኮርያ ክትወስድ አግአዝያን አጥቢቁ ይደሊ

ህዝቢ ትግራይ ትግርኚ ቁዱስ ተሞክሮ ካብ ልሳነ ምድረ ኮርያ ክትወስድ አግአዝያን አጥቢቁ ይደሊ ሰሜንን ደቡቡን ኮርያ ሎሚ ዕለት ፊት ንፊት ተቀሚጦም ክዝትዩ እዮም ። ንከባቢ 50 ዓመታት ከይተራከቡ ዝፀንሑ ስድራቤታት ክልቲአን ኮርያ እቲ ዘተ ናይ ሰለምን ስድራቤትን በሪ ክከፍተሎም ብ ሃንቀውታ ይፅበዩ አለው ። ሓደ ሽማግለ ከም ዝገለፅዎ ወዲ 14 ዓመት እንዳሃለው ዝተለይዎ ሓዎም ከይመቱ ብአካል ክርእይዎ እዚ ሓዱሽ ዘተ ዕድል እንተፈጠረ ኢሎም ብሃረርታ ከታተልዎ ከም ዘለው ገሊፆም ። መራሕቲ ክልቲአን ኮርያ ማለት እውን ኪም ጆነግ ኡንን ሙንጃኢንን ዝገብርዎ ዘለው ምቅቅርራብ ኣብ ልሳነ ኮርያ ሓዱሽ ናይ ሰለም ንፋስ ክነፍስ ይጅምር ኣሎ ኮርያውያን ነዞም መራሕቲ ፈጣሪ ዝለገሰሎም ናይ ብሓቂ ከመስግንዎ ይግባእ ። ልሳነ ትግርኛ ከ ነዞም ንሪኦም ዘለና መራሕትና ስለዝሃበና ንሓዝን አለና ። እንተኮነ ግና ህዝቢ ትግራይ ትግርኚ ተዛራቢ ትግርኛ ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ፅላል ማየአ / አግአዚያን/ተወዲቡ ኣብ ምቅላስ ይርከብ ። ሕጂ ድማ ብ ዝበለፀ ካብ ኮርያውያን ናይ መነቃቅሒ ከኒና ክንወስድ ይግባእ ግዜ ይወስድ እምበር ዓወትስ ናይ ግድን እዩ ክዕተር !
ሙ ሁ ራ ት  ት ግ ራ ይ  ትዋና ነ ጥቢን  ች ግር  ናይ ተጋሩ መፍትሕ ጠፊኢዎም  1) አይሰላም  አየኩናት ቀንዲ   2)  ካብ ባሕሪ  ምርሕቃ  3)   ናይ ስራሕ  ነፃነት  ዘይምህላው  4) ሙሁራት   ናብ መርሕ ነት  ዘይምድያብ  4)  ትግራይ   ገዲፍካ ጉያ ን ሽዋ  5) ምስ ፀላትካ  ምልምማፅ  6)ምብለሻው  ፅረት ትምህርት 
Isayas afewrki responed negativlly To the ethi opian priminister Following the call for peace between Ethiopia and  Eritrea  by the new priminisiter of Ethiopia Dr Abyi Ahmed ,the Eritrean president Isayas Afewerki responded negatively. as his speech, unless the Ethiopian troops are not evacuated from Badme (former dispute area between the two countries) and leave this land for Eritrea ,The Eritrean government is never ever ready for peace and any other negotiations.